ሓፈሻዊ ሓበሬታ፤
- ሃገራዊ ወረቐት መንነት ዘለዎም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ንምእታው ቪዛ ኣየድልዮምን እዩ (ወረቐት መንነት መበቆላዊ ክኸውን ኣለዎ፣ ቅዳሕ ቅቡል ኣይኮነን)።
- ኤርትራውያን ዘይኮኑን ኤርትራዊ ወረቐት መንነት ዘይብሎም ኤርትራውያንን ቪዛ የድልዮም።
- ካብዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ሃገራት ናብ ኤርትራ ዝመጹ ገያሾ ናይ ብጫ ሰዓል (Yellow Fever) ክታበት ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ይግደዱ።
- ኣርጀንቲና
- ቦሊቪያ
- ብራዚል
- ኮሎምቢያ
- ኢኳዶር
- ፍረንቺ ጉያና
- ጉያና
- ፓናማ
- ፓራጓይ
- ፐሩ
- ሱሪናም
- ትሪኒዳድን ቶቤጎን
- ቨነዝወላ
ቪዛ ንምሕታት ክማልኡ ዘለዎም ግዴታታት፤
- ብግቡእ ብኢንተርነት ተመሊኡ ዝተፈረመ ቅጥዒ (B62.3 ) መሕተቲ ቪዛ
- ሓደ ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእሊ ምስ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጥዒ ብኢንተርነት ጽዓን። ሰእሊ ንዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፤
- ዓቐን: 35 x 45mm or 1.38′ x 1.77′
- ኣብ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ ኣብ ስቲድዮ ዝተሳእለ
- ማእከል ዝኾንን ትኽ ኢሉ ንቕድሚት ዝጥምትን
- እቲ ስእሊ ብንጹር ንኽልቲኡ ኣዒንትን ክልቲኡ ኣእዛንን ዘርኢ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፉት ኣዒንቲ፡ ዕጹው ኣፍ
- ባህርያዊ ኣጠማምት (ፍሽኽታ፡ ሰሓቕ ወይ ምጽዋግ ወግድ)
- ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን እቲ መነጸር ብሓኪም ዝተኣዘዘ ከምዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ ክቐርብ የድሊ።
- ሃይማኖታዊ ቆቢዕ ወይ ጉልባብ ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።
- ቅዳሕ ሰነድ ነባርነት ኣብ ጀርመን
- ፓስፖርት ኣብ ግዜ መገሻ ብዉሑድ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን ይግባእ።
- ዕላማን ንውሓት ግዜን መገሻ ናብ ኤርትራ ገልጽ ደብዳበ
- ንኹሉ ወጻኢታት ንምሽፋን ዘኽእል ገንዘብ ከምዘሎ ዘረጋግጽ መርትዖ
- ክፍሊት፤
- ንጽል መገሻ 90.00 ኤሮ
- 3 ወርሒ 140.00 ኤሮ
- 6 ወርሒ 180.00 ኤሮ
- 1 ዓመት 270.00 ኤሮ
- ክፍሊት ብኢንተርነት ክኽፈል ኣለዎ።
- ኩሎም ክፍሊታት ተመላሲ ኣይኮኑን እዮም።
- ቪዛ ተዳልዩ ናብ ሓታቲ ክስደድ እንተወሓደ 15 ናይ ስራሕ መዓልታት የድሊ።
- ክማልኡ ዘለዎም ግዴታታት ኣብ ዝኾነ እዋን ክቕየሩ ይኽእሉ እዮም።
- ህሉው ፓስፖርትኻ (ቅዳሕ ዘይኮነስ ኦርጅናል) ናብ እዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ብቦስጣ ልኣኮ፤
Generalkonsulat des Staates Eritrea
Lyoner Straße 44
60528 Frankfurt am Main
- ብግቡእ ብኢንተርነት ተመሊኡ ዝተፈረመ ቅጥዒ (B62.3 ) መሕተቲ ቪዛ
- ሓደ ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእሊ ምስ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጥዒ ብኢንተርነት ጽዓን። ሰእሊ ንዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፤
- ዓቐን: 35 x 45mm or 1.38′ x 1.77′
- ኣብ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ ኣብ ስቲድዮ ዝተሳእለ
- ማእከል ዝኾንን ትኽ ኢሉ ንቕድሚት ዝጥምትን
- እቲ ስእሊ ብንጹር ንኽልቲኡ ኣዒንትን ክልቲኡ ኣእዛንን ዘርኢ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፉት ኣዒንቲ፡ ዕጹው ኣፍ
- ባህርያዊ ኣጠማምት (ፍሽኽታ፡ ሰሓቕ ወይ ምጽዋግ ወግድ)
- ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን እቲ መነጸር ብሓኪም ዝተኣዘዘ ከምዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ ክቐርብ የድሊ።
- ሃይማኖታዊ ቆቢዕ ወይ ጉልባብ ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።
- ቅዳሕ ሰነድ ነባርነት ኣብ ጀርመን
- ፓስፖርት ኣብ ግዜ መገሻ ብዉሑድ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን ይግባእ።
- መሰነይታ ናይ ስራሕ ደብዳበ ካብ ንስራሕ ዝጠለብካ ትካል፡ አቲ ደብዳበ ተራኻ ወይ ሓላፍነትካ ኣብ ስራሕን ንውሓት ግዜ ስራሕካን ዝገልጽ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፍሊት 90.00 ኤሮ
- ክፍሊት ብኢንተርነት ክኽፈል ኣለዎ።
- ኩሎም ክፍሊታት ተመላሲ ኣይኮኑን እዮም።
- ቪዛ ተዳልዩ ናብ ሓታቲ ክስደድ እንተወሓደ 15 ናይ ስራሕ መዓልታት የድሊ።
- ክማልኡ ዘለዎም ግዴታታት ኣብ ዝኾነ እዋን ክቕየሩ ይኽእሉ እዮም።
- ህሉው ፓስፖርትኻ (ቅዳሕ ዘይኮነስ ኦርጅናል) ናብ እዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ብቦስጣ ልኣኮ፤
Generalkonsulat des Staates Eritrea
Lyoner Straße 44
60528 Frankfurt am Main
- ብግቡእ ብኢንተርነት ተመሊኡ ዝተፈረመ ቅጥዒ (B62.3 ) መሕተቲ ቪዛ
- ሓደ ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእሊ ምስ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጥዒ ብኢንተርነት ጽዓን። ሰእሊ ንዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፤
- ዓቐን: 35 x 45mm or 1.38′ x 1.77′
- ኣብ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ ኣብ ስቲድዮ ዝተሳእለ
- ማእከል ዝኾንን ትኽ ኢሉ ንቕድሚት ዝጥምትን
- እቲ ስእሊ ብንጹር ንኽልቲኡ ኣዒንትን ክልቲኡ ኣእዛንን ዘርኢ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፉት ኣዒንቲ፡ ዕጹው ኣፍ
- ባህርያዊ ኣጠማምት (ፍሽኽታ፡ ሰሓቕ ወይ ምጽዋግ ወግድ)
- ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን እቲ መነጸር ብሓኪም ዝተኣዘዘ ከምዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ ክቐርብ የድሊ።
- ሃይማኖታዊ ቆቢዕ ወይ ጉልባብ ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።
- ቅዳሕ ሰነድ ነባርነት ኣብ ጀርመን
- ፓስፖርት ኣብ ግዜ መገሻ ብዉሑድ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን ይግባእ
- ንኹሉ ወጻኢታት ንምሽፋን ዘኽእል ገንዘብ ከምዘሎ ዘረጋግጽ መርትዖ
- ኣብ ኤርትራ ዝቕበል ሰብ/ ጉዳይካ ዝከታተል ሰብ
- ብጥዕና ምኽንያት ባዕሎም ክፍርሙ ንዘይክእሉ ተኣለይትን ትሕቶ ዕድመ ህጻናትን ፎርም ቪሳ ተመሊኡ ብወለዲ ወይ ሕጋዊ ሞግዚትነት ዘለዎ ሰብ ይፍረም።
- ኤርትራዊ ዜጋ ካልእ ፓስፖርት ዝሓዘ ቪዛ ክሓትት እንተኮይኑ ልክዕ ከም ወጻእተኛ ኮይኑ ይሓትት ቁጽሪ ተሌፎንን ኣድራሻን ናይ ኣብ ኤርትራ ዝቕመጥ ናይ ቀረባ ተሓታቲ የቕርብ።
- ካብ ኤርትራውያን ወለዲ ዝተወልዱ ትሕቲ 24 ዕድመ ዘለዎም ቅዳሕ ክብሪ መዝገብን ቅዳሕ ወረቐት መንነት ናይ ኣቦን ኣደን የቕርቡ።
- ክፍሊት 65.00 ኤሮ
- ክፍሊት ብኢንተርነት ክኽፈል ኣለዎ።
- ኩሎም ክፍሊታት ተመላሲ ኣይኮኑን እዮም።
- ቪዛ ተዳልዩ ናብ ሓታቲ ክስደድ እንተወሓደ 15 ናይ ስራሕ መዓልታት የድሊ።
- ክማልኡ ዘለዎም ግዴታታት ኣብ ዝኾነ እዋን ክቕየሩ ይኽእሉ እዮም።
- ህሉው ፓስፖርትኻ (ቅዳሕ ዘይኮነስ ኦርጅናል) ናብ እዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ብቦስጣ ልኣኮ፤
Generalkonsulat des Staates Eritrea
Lyoner Straße 44
60528 Frankfurt am Main
- ብግቡእ ብኢንተርነት ተመሊኡ ዝተፈረመ ቅጥዒ (B62.3 ) መሕተቲ ቪዛ
- ሓደ ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእሊ ምስ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጥዒ ብኢንተርነት ጽዓን። ሰእሊ ንዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፤
- ዓቐን: 35 x 45mm or 1.38′ x 1.77′
- ኣብ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ ኣብ ስቲድዮ ዝተሳእለ
- ማእከል ዝኾንን ትኽ ኢሉ ንቕድሚት ዝጥምትን
- እቲ ስእሊ ብንጹር ንኽልቲኡ ኣዒንትን ክልቲኡ ኣእዛንን ዘርኢ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፉት ኣዒንቲ፡ ዕጹው ኣፍ
- ባህርያዊ ኣጠማምት (ፍሽኽታ፡ ሰሓቕ ወይ ምጽዋግ ወግድ)
- ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን እቲ መነጸር ብሓኪም ዝተኣዘዘ ከምዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ ክቐርብ የድሊ።
- ሃይማኖታዊ ቆቢዕ ወይ ጉልባብ ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።
- ቅዳሕ ሰነድ ነባርነት ኣብ ጀርመን
- ፓስፖርት ኣብ ግዜ መገሻ ብዉሑድ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን ይግባእ
- ዕላማን ንውሓት ግዜን መገሻ ገልጽ ዲፕሎማስያዊ መዘኻኸሪ ወይ ቃላዊ መዘኻኸሪ።
- ክፍሊት የብሉን

- 17 ዓመትን ትሕቲኡን ዝኾኑ ሓተት ቲ ቪዛ ቅዳሕ ቅዳሕ መበቆላዊ ክብሪ መዝገብ ካብ ዝተወልደሉ ሃገር ከቕርቡ ኣለዎም (Kopie der Geburtsurkunde)።
- ንኹሉ ወጻኢታት ንምሽፋን ዘኽእል ገንዘብ ከምዘሎ ዘረጋግጽ መርትዖ
- ክፍሊት 50.00 ኤሮ
- ክፍሊት ብኢንተርነት ክኽፈል ኣለዎ።
- ኩሎም ክፍሊታት ተመላሲ ኣይኮኑን እዮም።
- ቪዛ ተዳልዩ ናብ ሓታቲ ክስደድ እንተወሓደ 15 ናይ ስራሕ መዓልታት የድሊ።
- ሓታቲ ቪዛ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ዝኸውን መሕተቲ ቀጥዒ ብወለዲ ወይ ሕጋዊ ሞግዚትነት ዘለዎ ሰብ ይፍረም።
- ክማልኡ ዘለዎም ግዴታታት ኣብ ዝኾነ እዋን ክቕየሩ ይኽእሉ እዮም።
- ህሉው ፓስፖርትኻ (ቅዳሕ ዘይኮነስ ኦርጅናል) ናብ እዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ብቦስጣ ልኣኮ፤
Generalkonsulat des Staates Eritrea
Lyoner Straße 44
60528 Frankfurt am Main
- ብግቡእ ብኢንተርነት ተመሊኡ ዝተፈረመ ቅጥዒ (B62.3 ) መሕተቲ ቪዛ
- ሓደ ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእሊ ምስ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጥዒ ብኢንተርነት ጽዓን። ሰእሊ ንዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፤
- ዓቐን: 35 x 45mm or 1.38′ x 1.77′
- ኣብ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ ኣብ ስቲድዮ ዝተሳእለ
- ማእከል ዝኾንን ትኽ ኢሉ ንቕድሚት ዝጥምትን
- እቲ ስእሊ ብንጹር ንኽልቲኡ ኣዒንትን ክልቲኡ ኣእዛንን ዘርኢ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፉት ኣዒንቲ፡ ዕጹው ኣፍ
- ባህርያዊ ኣጠማምት (ፍሽኽታ፡ ሰሓቕ ወይ ምጽዋግ ወግድ)
- ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን እቲ መነጸር ብሓኪም ዝተኣዘዘ ከምዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ ክቐርብ የድሊ።
- ሃይማኖታዊ ቆቢዕ ወይ ጉልባብ ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።
- ቅዳሕ ሰነድ ነባርነት ኣብ ጀርመን
- ፓስፖርት ኣብ ግዜ መገሻ ብዉሑድ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን ይግባእ
- ሓታቲ ቪዛ ካብ ዓዳሚ ቤት ትምህርቲ ዕላማን ንውሓት ኣብ ኤርትራ ት ጸንሓሉ ግዜን ዝገልጽ ደብዳበ ክቐርብ ይግባእ።
- ንኹሉ ወጻኢታት ንምሽፋን ዘኽእል ገንዘብ ከምዘሎ ዘረጋግጽ መርትዖ
- ክፍሊት 45.00 ኤሮ
- ክፍሊት ብኢንተርነት ክኽፈል ኣለዎ።
- ኩሎም ክፍሊታት ተመላሲ ኣይኮኑን እዮም።
- ቪዛ ተዳልዩ ናብ ሓታቲ ክስደድ እንተወሓደ 15 ናይ ስራሕ መዓልታት የድሊ።
- ክማልኡ ዘለዎም ግዴታታት ኣብ ዝኾነ እዋን ክቕየሩ ይኽእሉ እዮም።
- ህሉው ፓስፖርትኻ (ቅዳሕ ዘይኮነስ ኦርጅናል) ናብ እዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ብቦስጣ ልኣኮ፤
Generalkonsulat des Staates Eritrea
Lyoner Straße 44
60528 Frankfurt am Main
- ብግቡእ ብኢንተርነት ተመሊኡ ዝተፈረመ ቅጥዒ (B62.3 ) መሕተቲ ቪዛ
- ሓደ ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእሊ ምስ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጥዒ ብኢንተርነት ጽዓን። ሰእሊ ንዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፤
- ዓቐን: 35 x 45mm or 1.38′ x 1.77′
- ኣብ ጻዕዳ ድሕረ ባይታ ኣብ ስቲድዮ ዝተሳእለ
- ማእከል ዝኾንን ትኽ ኢሉ ንቕድሚት ዝጥምትን
- እቲ ስእሊ ብንጹር ንኽልቲኡ ኣዒንትን ክልቲኡ ኣእዛንን ዘርኢ ክኸውን ኣለዎ።
- ክፉት ኣዒንቲ፡ ዕጹው ኣፍ
- ባህርያዊ ኣጠማምት (ፍሽኽታ፡ ሰሓቕ ወይ ምጽዋግ ወግድ)
- ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን እቲ መነጸር ብሓኪም ዝተኣዘዘ ከምዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ ክቐርብ የድሊ።
- ሃይማኖታዊ ቆቢዕ ወይ ጉልባብ ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።
- ቅዳሕ ሰነድ ነባርነት ኣብ ጀርመን
- ፓስፖርት ኣብ ግዜ መገሻ ብዉሑድ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን ይግባእ
- ቅዳሕ ናይ መገሻ(ነፋሪት) ትኬትን ቪዛ ናይ መወዳእታ ኣድራሽን።
- ክፍሊት 30.00 ኤሮ

ብተደጋጋሚ ዝለዓሉ ሕቶታት
ኩሉ ቪዛ ካብ ዝተዋህበሉ ዕለት ጀሚሩ ንሰለስተ ኣዋርሕ የገልግል። ናብ ኤርትራ እትኣትወሉ ዕለት ካብ ዝተዋሃብካሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ ምስ ኣተኻ፡ ቪዛኻ ንሓደ ወርሒ የገልግል። ኣብ ኣስመራ ኢሚግሬሽን ብምኻድ ቪዛ ምንዋሕ ወይ ምሓዳስ ይከኣል።
እወ። ኩሉ ናብ ኤርትራ ዝገይሽ ሰብ ወይ መብቆላዊ (original) ኤርትራዊ ሃገራዊ ወረቐት መንነት ወይ ሕጋዊ መእተዊ ቪዛ ከቕርብ ኣለዎ።
መምርሒ፤
- ዓይነት ቪዛ ምረጽ፡ ነቲ ዝመረጽካዮ ቪዛ ዝምልከት ክማላእ ዘለዎ ጠለባት ኣንብ ብ።
- ነቲ ናይ ቪዛ መሕተቲ ቅጺን ክፍሊትን ብኢንተርነት ብግቡእ ኣማሊእካ ኣቕርብ።
- ፓስፖርትኻ ናብ ጠቕላሊ ቆንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብ ፍራንክፈርት ብቦስጣ ልኣኽ።
- መገሻኻ ናብ ኤርትራ ድሕሪ ቪዛ ምቕባልካ ጥራይ ክኸውን ኣለዎ።