Allgemeine Informationen/ሓፈሻ ሓበሬታ
ጽፉፉን ስልጡን ኣገልግሎት ንመሃብ ምስ ሓተትቲ ኣገልግሎት ክመጽእ ዝግባእ ሰነዳት!!!
- ብወለንታ ሃገራዊ ጉቡኣት ንምኽፋል፣ መረጋገጺ ሰነድ ናይ እቶት ክቀርብ ይግባእ (ንኣብነት መረጋገጺ ናይ እቶት ናይ ሓደ ወርሒ ኣብ ዓመት)
- ኣብ ሃገረ ጀርመን መዓስ ከምዝኣተኻ ዘረጋግጽ፣ መረጋገጺ ሰነድ ክቀርብ ይግባእ።
- ቆጸራ (Online) ኣብ ንሕዘሉ እዋን፣ መመዝገቢ ፎርም ውልቃዊ ሓብሬታ ብግቡእ ክምላእ ይግባእ።
- ቅዳሕ (copy) ናይ ኩሉ ንቤት ጽሕፈት ዝወሃብ ሰነዳት፣ ሒዝካ ምምጻእ ይግባእ።(ንኣብነት ቅዳሕ ወረቐት መንነት …..)
| Adresse | |
| Name | Konsulat des Staates Eritrea |
| Strasse | Lyoner Str. 44 |
| PLZ ORT | 60528 Frankfurt am Main |
| Bankverbindung: | |
| Empfänger | Konsulat des Staates Eritrea |
| Name des Instituts: | Frankfurter Sparkasse |
| Kontonummer: | 60 87 29 |
| Bankleitzahl: | 500 50 201 |
| IBAN CODE: | DE21500502010000608729 |
| SWIFT IBIC CODE: | FRAFDEFFXXX |
WIR AKZEPTIEREN BARZAHLUNG