- ኦርጅናል ሰነድ (ካብ ትካላት ጀርመን ዝመጽእ ሰነድ ቅድም ክረጋገጽ ይግባእ)
- ካብ ኤርትራ ዝመጽእ ሰነድ ካብ ቆንስላዊ ጉዳያት ተረጋጊጹ ክመጽእ ኣለዎ
ዓይነታት ሰነዳት ዝረጋገጹ
- ምምስራት ውክልና
- ሰነድ ምስክርነት ናይ ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ልደት፡ መርዓ፡ ሞት
- ናይ ህላወ ምስክርነት
- ኩነታት ኣታዊታትን፡ ምርግጋጽ ኩነታት ሓዳርን
- ምርግጋጽ ዝተፈላለዩ ሰነዳት
መፋነዊ ሰነድ
ዓይነታት ሰነዳት ዝረጋገጹ
መፋነዊ ሰነድ