ፍሉይ መለለይ ካርድ ንትሕቲ ዕድመ2022-01-09T18:39:42+00:00

ፍሉይ ካርድ ናይ ትሕቲ-ዕድመ፣

እዚ ፍሉይ ካርድ፣ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ  ናብ ኤርትራ  ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ዘፍቕድ ኮይኑ፣ ሓንሰብ ምስ ተዋህበ፣ ክሳብ ወዲ/ጓል 18 ዓመት ዝኣክል የገልግል።

ፍሉይ ካርድ ንምውሳድ ክማላእ ዘለዎ ቅጥዕታ፣

  • ቅዳሕ ፓስፖርት ናይ ሓተቲ
  • ቅዳሕ ወረቐት መንነት ኤርትራ ናይ ወላዲ ናይ ኣቦን ኣደን (ወይ ናይ ሓዲኦም)
  • ክልተ(2) ስእሊ 4.5 X 3.5
  • ክፍሊት፣ 15.00 ኦይሮ
  • ንመምልሲ ደብዳቤ ዝኸወን እኹል ቴምብር