ቪዛ2022-01-09T17:45:48+00:00

ቪዛ፣

መእተዊ ቪዛ ንምውሳድ ክማላእ ዘለዎ ቅጥዕታት።

  • ብውሕዱ ልዕሊ 6 ወርሒ ኣገልግሎት ዘለዎ ፓስፖርት።
  • ብዘይ ጉድለት ዝተመልአ መሕትት ፎርም ናይ ቪዛ
  • ቅዳሕ ወረቐት መንነት
  • 1 ስእሊ
  • ክፍሊት፣
    • ንቡር 50.00 ኦይሮ
    • ሕጹጽ 60.00 ኦይሮ
  • ኤርትራዊ እንተዘይኮይኑ፣
    • ምሉእ ስም፣ ቁጽሪ መንነት፣ ቁጽሪ ቴለፎን፣ ናይ ኣብ ኤርትራ ዝቕመጥ ተሓታቲ(ወኪል) ክቀርብ ኣለዎ።