Konsularischer Service2024-03-07T15:19:59+00:00

Allgemeine Informationen/ሓፈሻ ሓበሬታ

ጽፉፉን ስልጡን ኣገልግሎት ንመሃብ  ምስ ሓተትቲ  ኣገልግሎት ክመጽእ  ዝግባእ ሰነዳት!!!

  • ብወለንታ ሃገራዊ ጉቡኣት ንምኽፋል፣ መረጋገጺ ሰነድ ናይ እቶት ክቀርብ ይግባእ (ንኣብነት መረጋገጺ ናይ  እቶት ናይ ሓደ ወርሒ ኣብ ዓመት)
  • ኣብ ሃገረ ጀርመን መዓስ ከምዝኣተኻ ዘረጋግጽ፣ መረጋገጺ ሰነድ ክቀርብ ይግባእ።
  • ቆጸራ (Online) ኣብ ንሕዘሉ እዋን፣ መመዝገቢ ፎርም ውልቃዊ ሓብሬታ ብግቡእ ክምላእ ይግባእ።
  • ቅዳሕ (copy) ናይ ኩሉ ንቤት ጽሕፈት ዝወሃብ ሰነዳት፣ ሒዝካ ምምጻእ ይግባእ።(ንኣብነት  ቅዳሕ ወረቐት መንነት …..)

Adresse
Name Konsulat des Staates Eritrea
Strasse Lyoner Str. 34
PLZ ORT 60528 Frankfurt am Main

Bankverbindung:
Empfänger Konsulat des Staates Eritrea
Name des Instituts: Frankfurter Sparkasse
Kontonummer: 60 87 29
Bankleitzahl: 500 50 201
IBAN CODE: DE21500502010000608729
SWIFT IBIC CODE: FRAFDEFFXXX

       WIR AKZEPTIEREN BARZAHLUNG