- ሓድሽ ፓስፖርት ፎርም ፓስፖርት ብኣካል ኣብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ምምላእ
- ኣርባዕተ ስእሊ ድሕረ ባይታ ጻዕዳ ዝኾነ 4,5X3.5 (ክልተ እዝኒ ዘርኢ እቲ ድሕረ ባይታ ናይቲ ስእሊ ጻዕዳ ክኸውን ይግባእ)
- ቅዳሕ ኣረጊት ፓስፖርት (ኣቐዲሙ ዝተዋህበ ምስዝህሉ)
- ቅዳሕ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት
- ብምኽንያት መርዓን ካልእ ምኽንያታት ዝነበረ ስም፡ ዕለተ ልደት፡ ቦታ ልደት ክቕየር ምስ ዝድለ እቲ ዝቕየር ብቤት ፍርዲ ምስ ጸደቐን ኣብ ቆንስላዊ ጉዳያት ምስተረጋገጸን ቀንዲ መበቆል (ኦርጅናል) ምስ ቀረበ ጥራይ ይኸውን
- መነጸር ምስ ዝህልው ናይ ሓኪም መሰነይታ
- ክፍሊት ንዓበይቲ 180.00 ንትሕቲ ዕድመ 140.00
- ክሊራንስ 2% ከምተኸፍለ መረጋገጺ
ፓስፖርትadmin2018-11-20T15:42:32+00:00