- ኣብ ኤርትራ ክምርዓው ዝደልዩ፡ ኣብ ሃገር ጀርመን ካብቲ ዝነብርሉ ምምሕዳር ከተማ Meldestelle ኣብቲ ኩነታት ሓዳር ዝሕብር geschieden/ ledig ዝብል ሰነድ ከቕርብ ይግባእ። እዚ ሰነድ እዚ ቅድሚ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ምቕራቡ ብ Notarን Landgerichtን ወይ ክኣ ብAmtsgericht ወይ ኣብ Regierungspräsidium ዝተረጋገጸ ክኸውን ኣለዎ።
- እቲ ካብ Meldestelle ዝወሃብ ሰነድ ክኣ እዋናዊ ክኸውን ኣለዎ
- ክፍሊት 45.00 ኤሮ
ክሊራንስ