ምስክርነት ህላወ2022-01-24T17:33:26+00:00

ምስክርነት ህላወ ወይ ነባርነት ንጡሮታ ይኹን ወይ ንብረት ንኤርትራ ንምልኣኽ ዘኽእል፡ ሓታቲ ብህይወት ከምዘሎ ወይ ነባሪ ሃገር ጀርመን ከም ዝኾነ ዘረጋግጽ ሰነድ እዩ። ክቕረብ ዘለዎ ሰነዳት፦

  • ቅዳሕ መንነት ወረቐት
  • ቅዳሕ ፓስፖርት
  • ቅዳሕ ክሊራንስ
  • ክፍሊት፣ 45.00 ኦይሮ
  • መምለሲ ደብዳቤ