ምልኣኽ ሬሳ2022-01-09T16:52:45+00:00

ምልእኽ ሬሳ

ክማልእ ዘለዎ ቅጥዕታት፣

  • መዋቲ/ት ናይ ኤርትራ ፓስፖርት/ወረቐት መንነት ምስ ዝህልዎ ቅዳሕ
  • መዋቲ/ት ናይ ኤርትራ ፓስፖርት/ወረቐት ዘይብሉ ምስ ዝኸውን፣ ኣብ ኤርትራ ሬሳ ዝቕበሉ ቤተ ሰብ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቆንስላዊ ጉዳያት ብምቕራብ ነቲ ሬሳ ሓላፍነት ከምዝወስዱ ዝገልጽ ደብዳበ ተጻሒፉ ክለኣኽ ይግባእ
  • ምልኣኽ ሬሳ ዝፍጽም ኣካል (Bestattungsinstitut)  ከቕርቦ ዘለዎ ሰነድ
    • Todesbescheinigung
    • Leichenpass
    • Sterbeurkunde