ሌሰ-ፓሰ፣

ሌሰ-ፓሰ ንምውሳድ ክማላእ ዘለዎ ቅጥዕታት፡

  • ቅዳሕ ወረቐት መንነት
  • ክልቲ(2) ስእሊ፣ (ባዮሜትሪክ፣ ድሕረ ባይታ ጻዕዳ )
  • ክፍሊት፣ 35.00 ኦይሮ
  • ኤርትራዊ ወረቐት መንነት ዘይብሉ፣ ሓዲሽ ወረቐት መንነት ንምውጻእ ቅጥዕታ የማልእ
  • ሌሰ-ፓሰ ጠቕሊሉ ንኤርትራ ንዝምለስ ጥራይ ኢዩ ዝወሃብ