መተካእታ ፓስፖርት(ኣገልግሎት ዝወደአ)፣

  • መሕትት ፎርም ፓስፖርት ብኣካል ኣብ ቤት ጽሕፈት ጠ/ቆንስል ምምላእ
  •  ክልተ(2) ስእሊ 4.5 X 3.5 (ባዮሜትሪክ፣ ድሕረ ባይታ ጻዕዳ )
    • ስእሊ ምስ መነጸር ምስ ዝኸውን፣ ብሓኪም ከም ዝተኣዘዘ፣ መረጋገጺ ሰነድ የድሊ
  • ቅዳሕ ኣረጊት ፓስፖርት (ኣቐዲሙ ዝተዋህበ ምስዝህሉ)
  • ቅዳሕ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት
  • መንበሪ ፍቓድ ናይ ጀርመን/ ቅዳሕ ፓስፖርት
  • ብምኽንያት መርዓን ካልእ ምኽንያታት ዝነበረ ስም፡ ዕለተ-ልደት፡ ቦታ-ልደት ክቕየር ምስ ዝድለ፣ እቲ ዝቕየር ብቤት ፍርዲ ምስ ጸደቐን ኣብ ቆንስላዊ ጉዳያት ምስ ተረጋገጸን ቀንዲ መበቆል (ኦርጅናል) ምስ ቀረበ ጥራይ ይኸውን
  • ክፍሊት፣
    • ኣቀዲሙ ዝተዋህበ ፓስፖርት ምስዝቀርብ ዕደመ ብዘየገድስ  100.00 ኦይሮ
    • ንመልኣኺ ሓደራ ደብዳቤ ዘገልግል እኹል ብዝሒ ገንዘብ ዘለዎ ቴምብር